ምእንቲ ናይ ዘልኣለም ምድሓን ክረክብ፡ እንታይ ክገብር ይግብኣኒ ?
ናይ ዘልኣለም ህይወት ክትረክብ እንታይ ክትገብር -ክትገብሪ- ከምዛግብኣካ ትፈልጥዶ? ክቡር ሓወይ፡ ክብርቲ ሓፍተይ ድሕሪ ሞት ህይወት ኣሎ ፣ ሞይትካ ብእኡ ጌርካ ትጠፍእ ማለት ኣይኮነን ። ኣምሊኽሲ ንሰብ ክፈጥሮ ከሎ ከጥፍኦ ኢሉ ኣይፈጠሮን እሞ ። ድሕሪ ሞት ህይወት ብርግጽ ኣሎ። እምበኣርሲ ነዘ ትስዕብ ሓጻር መልእኽቲ ብምንባብ ናይዘልኣለም ህይወት ክትረኽቡ ክ
Posted in ትግርኛ.
ሕግዘኩም እዩ። የሱስ የፍቅረካ እዩ!! የሱስ የፍቅረኪ እዩ!! እግዘኣብሄር ፍቕሪ እዩ። ስለዝኾነ ከኣ ንዓኻ ንዓኺ የፍቅረካ እዩ፣ የፍቅረካ ስለዝኾነ ዘልኣለማዊ ህይወት ክህበካ ይደሊ፣ እዚ ዘልኣለማዊ ህይወት ክትቅበል ግን ካባኻ ዝደልዮ ነገር ኣሎ። ንሱ ኸኣ ፡